Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ሰቆቃወ 3:9 - መፅሓፍ ቅዱስ

9 ንመንገደይ ብዝተፀርቡ ኣእማን ዓፀዎ፤ ንመንገድታተይ ጥውይዋይ ገበሮ።

Ver Capítulo Copiar




ሰቆቃወ 3:9
6 Referencias Cruzadas  

ኣነ ኸይሓልፍ ኢሉ ንመንገደይ ዓፅይዎ፤ መተሓላለፍየይውን ብፀልማት ሸፈኖ።


እስትንፋሱ ኸምቲ ንዅሉ ፀራሪጉ ዝወስድ፥ ክሳዕ ክሳድ ድማ ኸም ዝበፅሕ ምልኣት ማይ ውሕጅ እዩ፤ ንሱ ንዅሎም ኣህዛብ፥ ብመንፊት ጥፍኣት ይነፍዮም፤ ኣብ ምንጋጋ ህዝብታት ድማ፥ ዘጋጊ ልጓም ከእቱ እዩ።


ኦ እግዚኣብሄር! ካብ መንገድኻ ኽነግልስ፥ ከይንፈርሐካ ኸዓ፥ ልብና ኽተርር ዝሓደግካና ስለ ምንታይ ኢኻ? ስለ ባሮትካ፥ ስለ ነገድ ርስትኻ ኢልካ ተመለስ።


ዳሌጥ። ከም ዘድበየ ድቢ ተሓቢኡ ፀንሐኒ፤ ከም ዝፀናቶ ኣንበሳ ኾነኒ።


ንመንገደይ ለወጦ፤ ሰባበረኒ ኣዕነወኒ እውን።


ስለዙይ፥ እንሆ፥ ንመንገድኺ ብእሾዅ ኽሓፅሮ እየ፤ መንገድታት ከይትረክብ ከዓ ንዙርያኣ ብመንደቕ ክሓፅሮ እየ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos