32 ነቲ ሙሴ ዝፀሓፎ ሕጊ ኸዓ ኢያሱ ኣብ ቅድሚ ደቂ እስራኤል ኣብቲ ኣእማን ፀሓፎ።
ኵሉ ቓል እዝ ሕጊ እዙይ ድማ ግሉፅን ፅቡቕን ጌርኩም ኣብቲ ኣእማን ፀሓፍዎ።”