Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መፅሓፍ ኢያሱ 8:27 - መፅሓፍ ቅዱስ

27 እስራኤል ከዓ ኸምቲ እግዚኣብሄር ንኢያሱ ዝኣዘዞ፥ ጥሪትን ምርኮ እታ ኸተማን ጥራሕ ማሪኾም ንባዕላቶም ወሰዱ።

Ver Capítulo Copiar




መፅሓፍ ኢያሱ 8:27
8 Referencias Cruzadas  

ኵሎም እንስሳ በረኻን፥ ኣብ ኣሽሓት እምባታት ዘለዉ እንስሳትውን ናተይ እዮምሞ።


ወርቅን ብሩርን፥ ነሃስን፥ ሓፂንን፥ ታኒካን ዓረርን፥


“ንስኻን ካህን ኣልኣዛርን መራሕቲ ማይ ቤት ናይቲ ህዝብን ኴንኩም፥ ነቲ ምርኮ፥ ሰቡን ጥሪቱን ቍፀርዎ።


ወይ ድማ ብገንዘበይ ዝደለኽዎ ኽገብርዶ ኣይግብአንን እዩ? ወይ ኣነ ለጋስ ስለ ዝኾንኩዶ ዓይንኻ ጠባን እዩ?’ ኢሉ መለሰሉ።


ንዅለን ከፍቶም ዘመትናየን፤ ንኸተማታቶምውን ወረርናየን።


ንሳቶም ከዓ ምስ ኵሎም ሰራዊቶምን ምስ ብዙሕ ፈረስን ሰረገላን መፁ። ምብዛሖም ከዓ ኸምቲ ኣብ ገምገም ባሕሪ ዘሎ ሑፃ ነበረ።


ከምቲ ንኢያሪኮን ንንጉሳን ዝገበርካዮም፥ ንጋይን ንንጉሳን ድማ ኸምኡ ኽትገብሮም ኢኻ። ምርኮኣን ጥሪታን ግና ንኣኻትኩም ውሰድዎ። ብድሕሪ እታ ኸተማ ኸዓ ሕቡእ ደጀን ግበር” በሎ።


ኢያሱ ንኸተማ ጋይ ብሓዊ ኣባራዓ፤ ክሳዕ ሎሚ ኸዓ ንዘለኣለም ኵምሪ ዑና ገበራ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos