Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መፅሓፍ ኢያሱ 7:23 - መፅሓፍ ቅዱስ

23 ካብ ማእኸል እቲ ድንኳን ወሲዶም፥ ናብ ኢያሱን ናብ ኵሎም ደቂ እስራኤልን ኣምፂኦም ከዓ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣንበርዎ።

Ver Capítulo Copiar




መፅሓፍ ኢያሱ 7:23
3 Referencias Cruzadas  

እምበኣር ንዅሉ ኣቑሑተይ ጐርጐርካ፥ ካብ ኣቑሑት ገዛኻ እንታይ ረኸብካ? ኣብ መንጎ ኽልቴና ኽፈርዱስ ኣብዙይ ኣብ ቅድሚ ኣዝማደይን ኣዝማድካን ኣምፅኣዮ።


ሽዑ ኢያሱ ልኡኻት ሰደደ፤ ንሳቶም ድማ ናብቲ ድንኳን ጐየዩ፤ እንሆ ድማ፥ ኣብቲ ድንኳኑ ተሓቢኡ፥ እቲ ብሩርውን ብትሕቲኡ ነበረ።


ሽዑ ኢያሱን ኵሎም ህዝቢ እስራኤልን ኮይኖም ንኣካን ወዲ ዛራን ነቲ ብሩርን ባርኖስን ወርቅን፥ ነወዳቱን ነጓላቱን ከፍቱን ኣእዱጉን ኣባጊዑን ድንኳኑን ዘለዎ ዅሉን ናብ ለሰ ዓኾር ወሰድዎም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos