Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መፅሓፍ ኢያሱ 7:16 - መፅሓፍ ቅዱስ

16 ኢያሱ ኸዓ ኣንጊሁ ተስአ፤ ንህዝቢ እስራኤል ድማ በብነገዶም ኣቕረቦም፤ ነገድ ይሁዳውን ተፈለየ።

Ver Capítulo Copiar




መፅሓፍ ኢያሱ 7:16
7 Referencias Cruzadas  

ንፅባሒቱ ድማ ኣብርሃም ኣንጊሁ ተሲኡ ኣድጉ ፀዓነ። ክልተ ኣገልገልቱን ወዱ ይስሓቅን ከዓ ምስኡ ወሰደ። ንመስዋእቲ ዝኸውን ዕንፀይቲ ፈሊፁ፥ ናብቲ እግዚኣብሄር ዝበሎ ቦታ ኸደ።


ትእዛዛትካ ንምሕላው ጨከንኩ እምበር፥ ኣይደንጐኹን።


ኣብቲ እትኸዶ መቓብር፥ ስራሕን ትልምን ፍልጠትን ጥበብን የለን እሞ፥ ነቲ እትገብሮ ዅሉ ብዘለካ ሓይሊ ፈፅሞ።


ኢያሱን ኵሎም ደቂ እስራኤልን ኣንጊሆም ሽጢም ካብ ዝበሃል ቦታ ተልዒሎም ናብ ፈለግ ዮርዳኖስ መፁ፤ እንተይተሳገሩ ድማ ኣብኡ ሓደሩ።


እቲ ዝተሓረመ ዝተረኽቦ ሰብ ድማ ኺዳን እግዚኣብሄር ኣፍሪሱ፥ ኣብ እስራኤል ነውሪ ስለ ዝገበረ፥ ንሱን ዘለዎ ዅሉን ብሓዊ ይቃፀሉ” በሎም።


ንዓሌታት ይሁዳ ኸዓ ኣቕረቦም፤ ነገድ ዛራ ተፈለየ። ንዓሌት ዛራ ኣቕረቦም፤ ነገድ ዘንበሪ ተፈለየ።


ደቂ እስራኤል ንፅባሒቱ ኣንጊሆም ተሲኦም ደየቡ እሞ ኣብ መንፅር ገባዖን ሰፈሩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos