Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መፅሓፍ ኢያሱ 5:8 - መፅሓፍ ቅዱስ

8 ኵሎም ህዝቢ ምስ ተገረዙ ኸዓ ኽሳዕ ዝሓውዩ ኣብ ሰፈሮም ተቐመጡ።

Ver Capítulo Copiar




መፅሓፍ ኢያሱ 5:8
3 Referencias Cruzadas  

ኣብ ሳልሰይቲ መዓልቲ ኸዓ ኽቕንዘዉ እንተለዉ፥ ክልተ ደቂ ያእቆብ፥ ኣሕዋት ዲና ስምኦንን ሌዊን፥ ሰሰይፎም ሒዞም እንተይተሓስበ፥ ነታ ኸተማ ሓደጋ ኣውደቑላ፤ ተባዕታይ ዝኾነ ዅሉ ኸዓ ቐተሉ።


ነቶም ክንዳኣቶም ዘተስኦም ደቆም ከዓ፥ ኣብ መንገዲ ስለ ዘይተገረዙ፥ ዘይግሩዛት ኮይኖም ነበሩ እሞ፥ ኢያሱ ገረዞም።


እግዚኣብሄር ድማ ንኢያሱ፥ “ሎሚ ነቲ ናይ ግብፂ ነውሪ ኻባኻትኩም ኣወገድክዎ” በሎ። ስም እታ ቦታ እቲኣ ኸዓ ኽሳዕ ሎሚ ጌልገላ ይበሃል ኣሎ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos