Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መፅሓፍ ኢያሱ 5:7 - መፅሓፍ ቅዱስ

7 ነቶም ክንዳኣቶም ዘተስኦም ደቆም ከዓ፥ ኣብ መንገዲ ስለ ዘይተገረዙ፥ ዘይግሩዛት ኮይኖም ነበሩ እሞ፥ ኢያሱ ገረዞም።

Ver Capítulo Copiar




መፅሓፍ ኢያሱ 5:7
5 Referencias Cruzadas  

ከምዙይ ድማ በልዎም፦ “ሓፍትና ንዘይተገረዘ ሰብኣይ ክንህብ የነውረና እዩ እሞ፥ ነዝ ነገር እዙይ ክንገብሮ ኣይንኽእልን ኢና።


ነቶም ምርኮ ክኾኑ እዮም ዝበልኩምዎም ደቅኹም ግና ናብታ ምድሪ ኸእትዎም እየ፤ ነታ ንስኻትኩም ዝነዓቕኩምዋ ምድሪ ድማ ኽወርስዋ እዮም።


እቶም ክማረኹ እዮም ዝበልኩምዎም ደቅኹም፥ እቶም ሎሚ ፅቡቕን ክፉእን ዘይፈልጡ ደቅኹም፥ ንሳቶም ክኣትዉዋ እዮም፤ ነታ ምድሪ ንኣኣቶም ክህቦም እየ፤ ክወርስዋ ኸዓ እዮም።


ደቂ እስራኤል፥ ንቓል እግዚኣብሄር ስለ ዘይሰምዕዎ፥ እቶም ካብ ግብፂ ዝወፁ ተዋጋእቲ ሰብኡት ብሞት ክሳዕ ዝሃልቁ፥ ኣርብዓ ዓመት ኣብ በረኻ ተጕዓዙ። እግዚኣብሄር ድማ እታ ነቦታቶም ዝመሓለሎም ፀባን መዓርን እተውሕዝ፥ ከየርእዮም መሓለ።


ኵሎም ህዝቢ ምስ ተገረዙ ኸዓ ኽሳዕ ዝሓውዩ ኣብ ሰፈሮም ተቐመጡ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos