Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መፅሓፍ ኢያሱ 5:11 - መፅሓፍ ቅዱስ

11 ፅባሕ እታ ፋሲካ ድማ፥ ካብ ፍረ እኽሊ እታ ምድሪ፥ ቅጫን ቆሎን በልዑ።

Ver Capítulo Copiar




መፅሓፍ ኢያሱ 5:11
7 Referencias Cruzadas  

ንኣምላኽኩም ቍርባን ክሳዕ እተቕርቡሉ ኽሳዕ እዝ መዓልቲ እዙይ እንጀራ ኾነ ዝተጠበሰ ሸዊት፥ ለምለም ሸዊትውን ኣይትብልዑ። እዙይ ኣብ ኵሉ እትነብርዎ ሃገር ንውሉድ ወለዶኹም ንዘለኣለም ሕጊ ይኹንኩም።


በታ ወርሒ እቲኣ ድማ ኣብ መበል ዓሰርተ ሓሙሽተ መዓልቲ ናተይ ናይ እግዚኣብሄር በዓል ቅጫ እዩ። ሸውዓተ መዓልቲ ዘይበዅዐ ቕጫ ብልዑ።


እንጀራ እታ ምድሪ ኽትበልዑ ምስ ጀመርኩም፥ ንእግዚኣብሄር ፍሉይ መባእ ኣቕርቡ።


ደቂ እስራኤል ኣብ ጌልገላ ሰፊሮም እንተለዉ፥ ኣብ መበል ዓሰርተ ኣርባዕተ መዓልቲ ናይታ ወርሒ ኣጋ ምሸት ኣብ ጐልጐል ኢያሪኮ ፋሲካ ገበሩ።


እኽሊ እታ ምድሪ ምስ በልዑ፥ ንፅባሒቱ እቲ መና ኣቋረፀ፤ ደቂ እስራኤል በታ ዓመት እቲኣ ኻብ እቶት ምድሪ ከነዓን በልዑ እምበር፥ ድሕሪኡስ እቲ መና ኣይወረደሎምን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos