Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መፅሓፍ ኢያሱ 24:22 - መፅሓፍ ቅዱስ

22 ኢያሱ ኸዓ ነቶም ህዝቢ፥ “ንስኻትኩም ንእግዚኣብሄር ክተምልኽዎ ኸም ዝሓረኹም ባዕልኻትኩም መሰኻኽር ኢኹም” በሎም። ንሳቶም ድማ “እወ፥ መሰኻኽር ኢና” በሉ።

Ver Capítulo Copiar




መፅሓፍ ኢያሱ 24:22
7 Referencias Cruzadas  

ኣፍካ እያ እትዅንነካ ዘላ፥ ኣነ ኣይኮንኩን፤ ከናፍርካውን ኣብ ልዕሌኻ ይምስክራልካ ኣለዋ።


ንኣኻ ምእንቲ ኸይብድል፥ ንቓልካ ኣብ ልበይ ዓቘርክዎ።


ንትእዛዛትካ መሪፀ ኣለኹሞ፥ ኢድካ ዘድሕነኒ ይኹን።


እቲ ዘድሊ ግና፥ ሓደ ጥራሕ እዩ። ማርያምስ ነቲ ዝበለፀ ግደ መሪፃ ኣላ፤ ካብኣ ዝወስደላ ሓደኳ የለን” ኢሉ መለሰላ።


ንሱ ድማ ‘ኣታ ኽፉእ ኣገልጋሊ፥ ከም ቃልካ ኽፈርደካ እየ። ኣነ ዘየንበርክዎ ዘልዕል፥ ዘይዘራእኽዎ ዝዓፅድ፥ ጨካን ሰብ ምዃነይ እናፈለጥካ ደኣ


እግዚኣብሄር ኣምላኽኩም ከም ዝኾነ፥ ንስኻትኩም ድማ ብመንገዱ ኸም እትኸዱ፥ ሕግጋቱን ትእዛዛቱን ፍርድታቱን ከም እትሕልዉ ቓሉውን ከም እትሰምዑ ሎሚ ኣፍለጥኩም።


እቶም ህዝቢ ድማ ንኢያሱ “ኣይኸውንን፥ ንእግዚኣብሄር ኢና እነምልኽ” በልዎ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos