Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መፅሓፍ ኢያሱ 22:32 - መፅሓፍ ቅዱስ

32 ሽዑ ፊንሃስ ወዲ ኻህን ኣልኣዛርን እቶም ሹመኛታትን ካብቲ ደቂ ሮቤልን ደቂ ጋድን ዘለውዎ ምድሪ ገለዓድ ናብ ምድሪ ከነዓን ናብ ደቂ እስራኤል ተመለሱ፤ ነቲ ዝኾነ ነገራት ድማ ነገርዎም።

Ver Capítulo Copiar




መፅሓፍ ኢያሱ 22:32
4 Referencias Cruzadas  

ብጊዜ ቐውዒ ዛሕሊ ኣስሓይታ ከም ዘሐጉስ፥ እሙን ልኡኽ ድማ ነቲ ዝለኣኾ ኸምኡ እዩ፤ ንሱ ንነፍሲ ጐይታኡ የዕርፋ እዩሞ።


ፊንሃስ ወዲ ኻህን ኣልኣዛር ድማ ንደቂ ሮቤልን ንደቂ ጋድን ንደቂ ፍርቂ ነገድ ምናሴን “በዙይ ንእግዚኣብሄር ኣይበደልኩምዎን እሞ፥ እግዚኣብሄር ምሳና ኸም ዘሎ፥ ሎሚ ፈለጥና፤ ሕዚ ንደቂ እስራኤል ካብ ኢድ እግዚኣብሄር ኣድሓንኩምዎም” በሎም።


እቲ መልሲ ኸዓ ንደቂ እስራኤል ኣሐጐሶም እሞ፥ ደቂ እስራኤል ንእግዚኣብሄር ኣመስገንዎ። ድሕሪዙይ ከዓ፥ ነታ ደቂ ሮቤልን ደቂ ጋድን ዝነብርዋ ምድሪ ኸጥፍእዋ “ክንዋጋእ ንኺድ” ኢሎም ኣይተዛረቡን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios