1 ሽዑ ኢያሱ ንሮቤላውያንን ንጋዳውያንን ንፍርቂ ነገድ ምናሴን ፀዊዑ፥
ግደ ሓለቓ ኣብኡ ተዓቚሩ ነበረ እሞ፥ እቲ ቀዳማይ ክፍሊ ንባዕሉ መረፀ፤ ምስ ኣሕሉቕ ህዝቢ መፀ፤ ምስ እስራኤል ኮይኑ ኸዓ ፅድቂ እግዚኣብሄርን ፍርዱን ፈፀመ።”
ኢያሱ ድማ ንደቂ ሮቤልን ንደቂ ጋድን ንፍርቂ ነገድ ምናሴን፦