37 ቅዴሞት ምስ መዋፈሪኣ፥ ሜፌዓት ምስ መዋፈሪኣ፥ ኣርባዕተ ኸተማታት ተቐበሉ።
ካብ ምድረ በዳ ቅዴሞት ድማ ናብ ሴዎን ንጉስ ሓሴቦን፥ እዝ መልእኽቲ ሰላም እዙይ ዝሓዙ ሰባት ሰደድኩሉ፦
ያሕፃን ቄዴሞትን ሜፋዓትን፥
ካብ ነገድ ሮቤል ድማ ቦሶር ምስ መዋፈሪኣ፥ ያሃፅ ምስ መዋፈሪኣ፥
ካብ ነገድ ጋድ ድማ እታ ሰብ ዝቐተለ ዝዕቈበላ ኣብ ገለዓድ ዘላ ኸተማ ራሞት ምስ መዋፈሪኣ፥ መሃናይም ምስ መዋፈሪኣ፥