Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መፅሓፍ ኢያሱ 21:25 - መፅሓፍ ቅዱስ

25 ካብ ፍርቂ ነገድ ምናሴ ታዕናክ ምስ መዋፈሪኣን፥ ጌት ሪሞን ምስ መዋፈሪኣን፥ ክልተ ኸተማታት ተቐበሉ።

Ver Capítulo Copiar




መፅሓፍ ኢያሱ 21:25
6 Referencias Cruzadas  

ንጉስ ታዕናክ፥ ንጉስ መጊዶ፥


ኣብ ይሳኮርን ኣብ ኣሴርን፥ ቤትሳንን ቁሸታታን፥ ይብልዓምን ቁሸታታን፥ ኣብ ዶር ዝነብሩን ቁሸታታን፥ ኣብ ዔንዶር ዝነብሩን ቁሸታታን፥ ኣብ ታዕናክ ዝነብሩን ቁሸታታን፥ ኣብ መጊዶ ዝነብሩን ቁሸታታን፥ ሰለስቲአን በረኽቲ ንምናሴ ኾና።


ይሁድን ብኔብረቅን ጋትሪሞንን፥


ኤሎን ምስ መዋፈሪኣ፥ ጋትሪሞን ምስ መዋፈሪኣ፥ ብምሉአን ኣርባዕተ ኸተማታት ተቐበሉ።


ኵለን እተን ነቶም ዝተረፉ ዓሌታት ደቂ ቀዓት ዝተውሃባ ኸተማታት መምስ ከባቢአን ዓሰርተ እየን።


ነገስታት መፂኦም ተዋግኡ፤ ኣብ ታዕናክ፥ ኣብ ማያት መጊዶ፥ ነገስታት ከነዓን ተዋግኡ፤ ግና ምርኮ ብሩር ኣይወሰዱን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos