24 ኤሎን ምስ መዋፈሪኣ፥ ጋትሪሞን ምስ መዋፈሪኣ፥ ብምሉአን ኣርባዕተ ኸተማታት ተቐበሉ።
ኤሎንን፥ ጋትሪሞንን፥ መምስ መዋፈሪኣተን ሃብዎም።
ሽዑ በታ እግዚኣብሄር ንኣሞራውያን ኣብ ቅድሚ ደቂ እስራኤል ኣሕሊፉ ዝሃበላ መዓልቲ፥ ኢያሱ ንእግዚኣብሄር ተዛረቦ። ኣብ ቅድሚ ደቂ እስራኤል ድማ ኸምዙይ በለ፦ “ኣብ ልዕሊ ገባዖን ፀሓይ ትቑም፤ ኣብ ለሰ ኤሎውን፥ ወርሒ ትቑም።”
ሸዕለቢንን ኤሎንን ይትላን፥
ይሁድን ብኔብረቅን ጋትሪሞንን፥
ካብ ነገድ ዳን ከዓ ኤልትቄ ምስ መዋፈሪኣ፥ ጊብቶን ምስ መዋፈሪኣ፥
ካብ ፍርቂ ነገድ ምናሴ ታዕናክ ምስ መዋፈሪኣን፥ ጌት ሪሞን ምስ መዋፈሪኣን፥ ክልተ ኸተማታት ተቐበሉ።