23 ካብ ነገድ ዳን ከዓ ኤልትቄ ምስ መዋፈሪኣ፥ ጊብቶን ምስ መዋፈሪኣ፥
ባኦስ ወዲ ኣኪያ ኻብ ነገድ ይሳኮር ድማ ተመሓሓለሉ። ናዳብን ብዘለዉ እስራኤልን ንገባቶን ከቢቦምዋ እንተለዉ ኸዓ፥ ባኦስ ኣብ ሃገር ፍልስጥኤማውያን ኣብ ዘሎ ገባቶን ቀተሎ።
ቂብፃይም ምስ መዋፈሪኣ፥ ቤትሖሮን ምስ መዋፈሪኣ፥ ብምሉአን ኣርባዕተ ኸተማታት ሃብዎም።
ኤሎን ምስ መዋፈሪኣ፥ ጋትሪሞን ምስ መዋፈሪኣ፥ ብምሉአን ኣርባዕተ ኸተማታት ተቐበሉ።