19 ድምር እተን ንኻህናት ደቂ ኣሮን ዝተውሃባ ኸተማታት መምስ መዋፈሪአን ዓሰርተ ሰለስተ ነበራ።
ንደቂ ኣሮን ድማ ነታ መዕቘቢ ዝኾነት ከተማ ኬብሮንን ልብናን ምስ መዋፈሪኣተን፥ የቲርን ኤሽትሞዓን ምስ መዋፈሪኣተን፥
ኣናቶት ምስ መዋፈሪኣ፥ ዓልሞን ምስ መዋፈሪኣ፥ ብምሉአን ኣርባዕተ ኸተማታት ተቐበሉ።
ነቶም ዝተረፉ ዓሌታት ደቂ ቀዓት ሌዋውያን፥ ካብ ነገድ ኤፍሬም ብዕፃ ዝበፅሓኦም ከተማታት እዘን ዝስዕባ እየን፦