15 ሖሎን ምስ መዋፈሪኣ፥ ዳቤር ምስ መዋፈሪኣ፥
ሖሎንን ምስ መዋፈሪኣታን፥ ዳቤርን ምስ መዋፈሪኣታን፥
ኢያሱ ምስ ኵሎም ደቂ እስራኤል ተመሊሱ ንዳቤር ተዋግኣ።
ንጉስ ዳቤር፥ ንጉስ ጌድር፥
ሶኮ ደና ዳቤር እትበሃል ቂርያትሰና፥ ዓናብ፥
ጎሶም ሖሎን ጊሎ። ኵለን ዓሰርተ ሓደ ኸተማታትን ቍሸታትን።
ኣብ ሴሎ ኣብ ምድሪ ከነዓን “ንሕና እንነብረለን ከተማታትን፥ ከባቢአንን ንእንስሳናውን ዝኸውን መዋፈሪ ቦታ ኽህቡና፥ እግዚኣብሄር ብሙሴ ገይሩ ኣዚዙ እዩ” በልዎም።