Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መፅሓፍ ኢያሱ 21:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 ገራሁ እታ ኸተማን ቍሸታታን ግና ንካሌብ ወዲ ዮፎኒ ርስቲ ክኾናኦ ተውሂበን ነበራ።

Ver Capítulo Copiar




መፅሓፍ ኢያሱ 21:12
6 Referencias Cruzadas  

ካብ ነገድ ይሁዳ፥ ካሌብ ወዲ ዮፎኒ፥


ኣብ ኰረብታታት ይሁዳ ቂርያትኣርባቅ፥ ወይ ኬብሮን፥ ምስቲ ኣብ ዙርያኣ ዘሎ ኸባቢኣን ሃብዎም፤ እዝ ኣርባቅ ኣቦ ዔናቅ ነበረ።


ስለዙይ ንደቂ ኻህን ኣሮን እታ ሰብ ንዝቐተለ መዕቘቢ እትኸውን ከተማ ኬብሮን ምስ መዋፈሪኣ፥ ሊብና ምስ መዋፈሪኣ፥


ንሕና ንደቡብ ከሬጣውያንን ንምድሪ ይሁዳን ንደቡብ ካሌብን ሓደጋ ኣውደቕናለን፤ ንፂቅላግ ኸዓ ብሓዊ ኣቃፀልናያ” በለ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos