Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መፅሓፍ ኢያሱ 19:24 - መፅሓፍ ቅዱስ

24 እቲ ሓምሻይ ዕፃ ኸዓ ንነገድ ደቂ ኣሴር ከከም ዓሌቶም በፅሖም።

Ver Capítulo Copiar




መፅሓፍ ኢያሱ 19:24
8 Referencias Cruzadas  

ደቂ እታ ኣገልጋሊት ልያ ዘለፋ፦ ጋድ፥ ኣሴር። እዚኣቶም ኣብ ማእኸል ክልተ ሩባታት ዝተወለዱ ደቂ ያእቆብ እዮም።


በዓና ወዲ ኵሲ ኣብ ኣሴርን ኣብ በዓሎትን፥


ኣብ ወሰን ዳን ድማ፥ ካብ ወገን ምብራቕ ክሳዕ ወገን ምዕራብ፥ ንኣሴር ሓደ ኽፍሊ ዕፃ ይኹን።


እዘን ከተማታት እዚኣተን መምስ ዓድታተን ንነገድ ይሳኮር ከከም ዓሌቶም ዝበፅሓኦም እየን።


ወሰኖም ድማ ሔልቃትን ሓሊን ቤጤንን ኣዚፍን።


ደቂ ኣሴርውን ነቶም ኣብ ዓኮንን ኣብ ሲዶንን ኣብ ኣሕላብን ኣብ ኣክዚብን ኣብ ሒልባንን ኣብ ኣፌቅን ኣብ ረዓብን ይነብሩ ንዝነበሩ ኣየውፅእዎምን።


ገለዓድ ኣብ ማዕዶ ዮርዳኖስ ተቐመጠ፤ ዳንከ ስለ ምንታይ ኣብ ውሽጢ መራኽብ ተረፈ? ኣሴር ኣብ ገምገም ባሕሪ ተቐመጠ፤ ኣብ ወደባቱ ኸዓ ዓረፈ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos