Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መፅሓፍ ኢያሱ 19:23 - መፅሓፍ ቅዱስ

23 እዘን ከተማታት እዚኣተን መምስ ዓድታተን ንነገድ ይሳኮር ከከም ዓሌቶም ዝበፅሓኦም እየን።

Ver Capítulo Copiar




መፅሓፍ ኢያሱ 19:23
2 Referencias Cruzadas  

እቲ ወሰን ከዓ ናብ ታቦርን ሻሓፁማን ቤትሳሜስን ይበፅሕ። ቀፂሉ ናብ ዮርዳኖስ ይወፅእ፤ ኵለን ድማ ዓሰርተ ሽዱሽተ ኸተማታትን ቍሸታትን እየን፤ ኣብ ዙርያአን ዘለዋ ቑሸታት ድማ ይውስኽ።


እቲ ሓምሻይ ዕፃ ኸዓ ንነገድ ደቂ ኣሴር ከከም ዓሌቶም በፅሖም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos