Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መፅሓፍ ኢያሱ 19:2 - መፅሓፍ ቅዱስ

2 ንሱ ኸዓ እዙይ እዩ፦ ቤርሳቤህን ሴባን ሞላዳን፥

Ver Capítulo Copiar




መፅሓፍ ኢያሱ 19:2
8 Referencias Cruzadas  

ንፅባሒቱ ኸዓ ኣብርሃም ኣንጊሁ ተሲኡ እንጀራን ሓርቢ ማይን ወሲዱ፥ ንኣጋር ሃባ፤ ኣብ ማእገራ ድማ ኣሰከማ፤ ነቲ ቘልዓ ሂቡውን ሰደዳ። ንሳ ኸዓ ኸይዳ ኣብ በረኻ ቤርሳቤህ ከርተት ትብል ነበረት።


ስለዙይ ክልቲኦም ኣብኣ ስለ ዝተመሓሓሉ፥ ነታ ቦታ እቲኣ “ቤርሳቤህ” ኢሉ ፀውዓ።


ኣማምን ሸማዕን ሞላዳን፥


ሓፃር፥ ሹዓልን ቤርሳቤህን ቢዝዮትያን፥


እቲ ኻልኣይ ዕፃ ድማ ናብ ነገድ ስምኦን ከከም ዓሌቶም በፅሐ። ርስቶም ከዓ ኣብ ማእኸል ርስቲ ደቂ ይሁዳ ነበረ።


ሓፃርሹዓልን ባላን ዔፄምን፥


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos