Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መፅሓፍ ኢያሱ 18:11 - መፅሓፍ ቅዱስ

11 እቲ ዕፃ ንነገድ ብንያም ከከም ዓሌቶም በፅሖም። እቲ ብዕፃ ዝበፅሖም ርስቲ ኸዓ ኣብ መንጎ ደቂ ይሁዳን ደቂ ዮሴፍን ነበረ፦

Ver Capítulo Copiar




መፅሓፍ ኢያሱ 18:11
9 Referencias Cruzadas  

ደቂ ራሄል፦ ዮሴፍ፥ ብንያም።


ኣብ ልዕሊ ገለዓድን ኣብ ልዕሊ ኣሹራውያንን ኣብ ልዕሊ ኢይዝራኤልን ኣብ ልዕሊ ኤፍሬምን ኣብ ልዕሊ ብንያምን ኣብ ልዕሊ ዅሎም እስራኤልን ድማ ኣንገሶ።


ነቶም ዝተረፉ ነገድ ድማ፥ እዙይ እዩ፤ ካብ ወገን ምብራቕ ናብ ወገን ምዕራብ፥ ሓደ ኽፍሊ ንብንያም ይኹን።


“ብዛዕባ ሓንቲ ኻብተን ክትነብሩለን እግዚኣብሄር ዝህበኩም ከተማታት፥ ክፉኣት ሰባት ካባኻትኩም ተሲኦም፥ ‘ንዘይትፈልጥዎም ካልኦት ኣማልኽቲ ኽነምልኽ ንኺድ’ ኢሎም ንደቂ ዓዶም ኣስሒቶምዎም ክብሉ እንተ ሰማዕኹም፥


ኢያሱ ድማ ኣብ ቅድሚ እግዚኣብሄር ኣብ ሴሎ ዕፃ ኣውደቐሎም፤ ነታ ሃገር ድማ ንደቂ እስራኤል ከከም ክፍሊ ነገዶም ገይሩ መቐሎም።


እቲ ወሰኖም ብወገን ሰሜን ካብ ፈለግ ዮርዳኖስ ይጅምር፤ ብሰሜናዊ ፀግዒ ኢያሪኮ ደዪቡ፤ ንምዕራብ ወገን ኣቢሉ በቲ ዀረብታታት ሓሊፉ ናብ ምድረ በዳ ቤትኣዌን ይሓልፍ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos