54 ሑምጣ ቂርያትኣርባቅ ወይ ኬብሮን፥ ፂዖር። ኵለን ትሽዓተ ኸተማታትን ቍሸታትን።
ኣብ ቂርያትኣርባቅ ሞተት፤ ንሳውን ኣብ ምድሪ ከነዓን እትርከብ ኬብሮን እያ። ኣብርሃም ከዓ ንሳራ ኽሓዝነላን ክበኽየላን ጀመረ።
ቀደም ኬብሮን፥ ቂርያትኣርባቅ ትብሃል ነበረት፤ እዝ ኣርባቅ ኻብ ደቂ ሰብ ዔናቅ እቲ ዝዓበየ ሰብ ነበረ። እታ ሃገር ድማ ኻብ ውግእ ኣዕረፈት።
ንካሌብ ወዲ ዮፎኒ ድማ፥ ከምቲ እግዚኣብሄር ንኢያሱ ዝኣዘዞ፥ ኣብ ማእኸል ደቂ ይሁዳ ቂርያትኣርባቅ ንእትብሃል ከተማ፥ ግደ ሃቦ፤ ኣርባቅ ኣቦ ዔናቅ ነበረ።
ያኒምን ቤትታጱዋ ኣፌቃ፥
ማዖን ቀርሜሎስ ዚፍ ዩጣ ኢይዝራኤል፥
ስለዙይ ንደቂ ኻህን ኣሮን እታ ሰብ ንዝቐተለ መዕቘቢ እትኸውን ከተማ ኬብሮን ምስ መዋፈሪኣ፥ ሊብና ምስ መዋፈሪኣ፥