49 ሶኮ ደና ዳቤር እትበሃል ቂርያትሰና፥ ዓናብ፥
ካብ ኬብሮን ናብቶም ኣብ ዳቤር ዝነብሩ ደየበ። ዳቤር ቀደም ቅርያትሴፌር ትብሃል ነበረት።
ኣብ ደጕዓ ድማ፦ ሳምር የቲርን፥
ኤሽትሞዓ ዓኒም፥
ሖሎን ምስ መዋፈሪኣ፥ ዳቤር ምስ መዋፈሪኣ፥
ካብኡ ናብቶም ኣብ ዳቤር ዝነብሩ ኽወግኡ ኸዱ። ዳቤር ቀደም ቂርያትሴፍር ትበሃል ነበረት።