Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መፅሓፍ ኢያሱ 15:44 - መፅሓፍ ቅዱስ

44 ቅዒላን ኣክዚብን ማሪሳን። ኵለን ትሽዓተ ኸተማታት እየን፤ ኣብ ዙርያአን ዘለዋ ቝሸታትውን ይውስኽ።

Ver Capítulo Copiar




መፅሓፍ ኢያሱ 15:44
8 Referencias Cruzadas  

መሊሳ ኸዓ ወዲ ወለደት፤ ሴሎም ኢላውን ሰመየቶ። ንእኡ ኽትወልድ እንተላ፥ ክዚብ ኣብ ዝበሃል ሃገር ነበረት።


ካሌብ ሓው ይረሕምኤል ንበዅሪ ወዱ ሞሳ ወለደ፤ ሞሳ ንዚፍ ወለደ፤ ዚፍ ንመሪሳ ወለደ፤ መሪሳ ንኬብሮን ወለደ፤


ይሁዳ ድማ ንሴሎም ወለደ፤ ሴሎም ከዓ ነቲ ንሌካ ኣቦ ንዝኾነ ንዔር፥ ንማሬሻ ኣቦ ንዝኾነ ለዓዳ፥ ነቶም ካብ ኣሽቤዓ ንዝኾኑ


ጌትን፥ መሪሳን፥ ዚፍን፥


ይፍታሕን ኣሽናን ንፂብን፥


ኣስቀሎና ምስ ዝተዓረዱን ዘይተዓረዱን ቍሸታትን፥


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos