36 ሸዓራይምን ዓዲታይምን ግዴራን ግዴሮታይምን እየን። ኵለን ዓሰርተ ኣርባዕተ ኸተማታት እየን፤ ኣብ ዙርያአን ዘለዋ ቑሸታት እውን ይውስኽ።
ሰማያስ ገባዖናዊ፥ ንሱ ናይቶም ሰላሳ ሓለቓ ጅግና ሰብኣይ ነበረ። ኤርሚያስ፥ ያሕዝኤል፥ ዮሓናን፥ ዮዛባት ገድሮታን፥
በዓልሓናን እቲ ጌድራዊ ከዓ ናይቲ ኣብ ቆላ ዝነበረ ተኽሊ ኣውሊዕን ዳዕሮን ሓለቓ ነበረ። ኢዮኣስ ድማ ናይ ማዕኸን ዘይቲ ሓለቓ ነበረ።
የርሙትን ዓዶላምን ሶኰትን ዓዜቃን፥
ፅናን ሓዳሻን ሚግዳልጋድን፥
ሰብ እስራኤልን ይሁዳን ከዓ ተሲኦም ፈከሩ እሞ፥ ክሳዕ ጌትን ክሳዕ ደገታት ኣቃሮንን ኣሳጐጕዎም። እቶም ፍልስጥኤማውያን ድማ ኣብ መንገዲ ሸዓራይም ክሳዕ ጌትን ክሳዕ ኣቃሮንን ተወጊኦም ወደቑ።