26 ኣማምን ሸማዕን ሞላዳን፥
ንሳቶም ኣብ ቤርሳቤህ፥ ሞላዳ፥ ሓፃርሹዓል፥
ሓፆር ሓዳታን ቄርዮት ሔፅሮንን፥ ወይ ሓፆር፥
ሓፃር ጋዳን ሔሽሞንን ቤትጰለጥን፥
ንሱ ኸዓ እዙይ እዩ፦ ቤርሳቤህን ሴባን ሞላዳን፥