Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መፅሓፍ ኢያሱ 14:14 - መፅሓፍ ቅዱስ

14 ካሌብ ወዲ ዮፎኒ ቄኔዛዊ፥ ንእግዚኣብሄር ኣምላኽ እስራኤል ብምሉእ ልቡ ስለ ዝተኸተሎ፥ ኬብሮን ክሳዕ ሎሚ ርስቱ ኾይና ኣላ።

Ver Capítulo Copiar




መፅሓፍ ኢያሱ 14:14
9 Referencias Cruzadas  

ኣቦኡ ኸዓ “ኪድ እሞ ኣሕዋትካ ደሓን እንተ ሃልዮም፥ እተን ጥሪትውን ደሓን እንተ ሃልየን ርኢኻ፥ ወረኦም ኣምፅአለይ” ኢሉ፥ ካብ ሩባ ኬብሮን ለኣኾ። ንሱ ኸዓ ናብ ሴኬም በፅሐ።


ወዲ ኤትኒ፥ ወዲ ዛራ፥ ወዲ ዓዳያ፥


ንስኻትኩም ግና ዓስቢ ስራሕኹም ክትረኽቡ ኢኹም እሞ፥ ፅንዑ፤ ኢድኩም ኣይላሕልሕ።”


ካብ ነገድ ይሁዳ፥ ካሌብ ወዲ ዮፎኒ፥


ስለዙይ፥ ፍቑራት ኣሕዋተይ፥ ፃዕርኹም ብጐይታ ኸንቱ ኸም ዘይኮነ ፈሊጥኩም ኢኹምሞ፥ ፅኑዓት፥ ዘይትነቓነቑ፥ ኵሉ ጊዜ ስራሕ ጐይታ ዝበዝሐልኩም ኩኑ።


ከምኡ ድማ ኢያሱ፥ ከምቲ እግዚኣብሄር ንሙሴ ዝኣዘዞ፥ ንዅላ እታ ሃገር ሓዛ፤ ንደቂ እስራኤል ድማ ኸከም ክፍሎምን ከከም ነገዶምን ርስቲ ሃቦም። እታ ሃገር ከዓ ኻብ ውግእ ኣዕረፈት።


ኢያሱ ድማ ንካሌብ ወዲ ዮፎኒ መረቖ፤ ርስቲ ኽትኮኖ ኸዓ ንኬብሮን ሃቦ።


ቀደም ኬብሮን፥ ቂርያትኣርባቅ ትብሃል ነበረት፤ እዝ ኣርባቅ ኻብ ደቂ ሰብ ዔናቅ እቲ ዝዓበየ ሰብ ነበረ። እታ ሃገር ድማ ኻብ ውግእ ኣዕረፈት።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos