Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መፅሓፍ ኢያሱ 13:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 ኵሉ መንግስቲ ዓግ ኣብ ባሳን፥ እቲ ኣብ ኣስታሮትን ኣብ ኤድሬዒን ዝነገሰ ነበረ። ዓግ ካብቶም ተረፍ ራፋውያን ዝተረፈ ነበረ። ሙሴ ድማ ነቲ ህዝቢ ስዒሩ መሬቶም ሓዘ።

Ver Capítulo Copiar




መፅሓፍ ኢያሱ 13:12
7 Referencias Cruzadas  

እዙይ ነቲ ኣብ ሓሴቦን ዝነበረ ሴዎን ንጉስ ኣሞራውያንን ነቲ ኣብ ኣስታሮት ኣብ ኤድረዒይ ዝነበረ ዓግ ንጉስ ባሳንን ምስ ሰዓሮም ዝኾነ እዩ።


ዓግ ንጉስ ባሳን፥ እቲ ኻብቶም ኣብ ኣሽታሮትን ኣብ ኤድሬዒን ዝቕመጥ ዝነበረ ተረፍ ራፋውያን እዩ።


ንጌሹራውያንን ንመዓካታውያንን ግና ደቂ እስራኤል ኣየውፅእዎምን እሞ ጌሹርን ማዓካትን ክሳዕ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ማእኸል እስራኤል ይቕመጡ ኣለዉ።


ፍርቂ ገለዓድ፥ ኣብ ባሳን ዝርከባ ኸተማታት መንግስቲ ዓግ ዝሓውስ ኣስታሮትን ኤድሬዒን እዩ። እዙይ ንፍርቂ ደቂ ማኪር ወዲ ምናሴ ኸከም ዓሌቶም ተውሃበ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos