Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መፅሓፍ ኢያሱ 12:2 - መፅሓፍ ቅዱስ

2 ኣብ ሓሴቦን ነጊሱ ዝነበረ ሴዎን ንጉስ ኣሞራውያን፥ እቲ ኻብታ ኣብ ገምገም ሩባ ኣርኖን ዘላ ዓሮዔርን፥ ኣብ ማእኸል ሩባ ዘላ ኸተማ ፈረቓ ገለዓድን፥ ክሳዕ እታ ንደቂ ኣሞን ወሰን ዝኾነ ሩባ ያቦቅን፥ ዝገዝእ ዝነበረ እዩ።

Ver Capítulo Copiar




መፅሓፍ ኢያሱ 12:2
12 Referencias Cruzadas  

በታ ለይቲ እቲኣ ኸዓ ያእቆብ ተሲኡ ኽልቲአን ኣንስቱን ክልቲአን ኣገልገልቱን ዓሰርተ ሓደ ደቁን ሒዙ ንሩባ ያቦቅ ተሳገረ።


ባላቅ ወዲ ዓዛዝ፥ ወዲ ሸማዕ፥ ካብ ማይ ቤት ኢዮኤል። ነገድ ሮቤል ኣብ ዓሮዔር ክሳዕ ናባን በዓል ሜዎን ተቐመጡ።


“መንግስታትን ሃገራትን ከፊልካ ሃብካዮም፤ ንጉስ ሴዎን ዝገዝኣ ሃገር ሓሴቦንን ንጉስ ዓግ ዝገዝኣ ባሳንን ወረሱ።


ንሴዎን ንጉስ ኣሞራውያንን ንኣግ ንጉስ ባሳንን፥ ንዅሎም ነገስታት ከነዓንን ቀተለ።


ኣቲ ኣብ ኣሮኤር እትነብሪ፥ ኣብ ወሰን መንገዲ ዄንኪ ተመልከቲ፤ ነቲ ዝሃድም ሰብኣይ፥ ነታ እተምልጥ ሰበይቲ፥ እንታይ ወሪዱ እዩ ኢልኪ ጠይቒ።


እዙይ ነቲ ኣብ ሓሴቦን ዝነበረ ሴዎን ንጉስ ኣሞራውያንን ነቲ ኣብ ኣስታሮት ኣብ ኤድረዒይ ዝነበረ ዓግ ንጉስ ባሳንን ምስ ሰዓሮም ዝኾነ እዩ።


እቲ ንጉስ ደቂ ኣሞን ድማ ንልኡኻት ዮፍታሔ፦ “እስራኤል ካብ ግብፂ ኽወፅእ እንተሎ፥ ነታ ምድረይ ካብ ኣርኖን ክሳዕ ያቦቅን ክሳዕ ዮርዳኖስን ወሲዱለይ እዩ እሞ፥ ሕዚ ምድረይ ብሰላም ምለሱለይ” በሎም።


ካብ ኣርኖን ክሳዕ ያቦቅ፥ ካብ ምድረ በዳ ኸዓ ኽሳዕ ዮርዳኖስ፥ ኵሉ ወሰን ኣሞራውያን ወረሱ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos