Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መፅሓፍ ኢያሱ 1:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 ከምቲ ንሙሴ ዝነገርክዎ፥ ኵላ እግርኹም ዝረገፀታ ቦታ ንኣኻትኩም ሂበኩም ኣለኹ።

Ver Capítulo Copiar




መፅሓፍ ኢያሱ 1:3
4 Referencias Cruzadas  

ኵላ እግርኹም ዝረገፃ ቦታ ናታትኩም ክትከውን እያ፤ ወሰንኩም ድማ ኣብ ምድረ በዳ፥ ክሳዕ ሊባኖስ፥ ኣብቲ ዓብዪ ፈለግ ካብ ኤፍራጥስ፥ ጀሚሩ ኽሳዕ ባሕሪ ምዕራብ ክኸውን እዩ።


እዝ እምነት እዙይን፥ እዝ ፍልጠት እዙይን፥ እቲ ዘይሕሱ እግዚኣብሄር፥ ቅድሚ ዘመናት ዘተስፈዎ፥ ናይ ዘለኣለም ህይወት እዩ።


ወሰንኩም ካብ ምድረ በዳን ካብ ሊባኖስን ክሳዕ እቲ ዓብዪ ፈለግ ኤፍራጥስ፥ ብምልእታ ምድሪ ኬጢያውያንን ክሳዕ እቲ ኣብ ምዕራብ ዘሎ ዓብዪ ባሕሪ ክኸውን እዩ።


ሙሴ ድማ በታ መዓልቲ እቲኣ፦ ‘ንእግዚኣብሄር ኣምላኽካ ብምሉእ ልብኻ ስለ ዝኣመንካዮ፥ እታ እግርኻ ዝረገፀታ ምድሪ ንኣኻን ንደቅኻን ንዘለኣለም ርስቲ ትኹን’ ኢሉ መሓለ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos