Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መፅሓፍ ኢያሱ 1:16 - መፅሓፍ ቅዱስ

16 ንሳቶም ድማ ንኢያሱ፦ “ኵሉ ዝኣዘዝካና ንገብር፤ ናብ ኵሉ ዝለኣኽካናውን ንኸይድ።

Ver Capítulo Copiar




መፅሓፍ ኢያሱ 1:16
10 Referencias Cruzadas  

እዝራ፥ እዝ ነገር እዙይ ንኣኻ ይግባእ እዩሞ ተስእ፤ ተቢዕኻ ግበሮ፤ ንሕናውን ምሳኻ ኢና።”


ደቂ ጋድን ደቂ ሮቤልን ድማ ንሙሴ “ጐይታና! ኸምቲ ዝበልካና ኽንገብር ኢና።


ደቂ ጋድን ደቂ ሮቤልን ድማ “ከምቲ እግዚኣብሄር ዝበሎ ንገብር።


ንኢያሱ ወዲ ነዌ ድማ፥ ሙሴ ኢዱ ስለ ዘንበረሉ፥ መንፈስ ጥበብ መልኦ። ደቂ እስራኤል ድማ ኸምቲ ንሙሴ ዝተኣዘዝዎ ገይሮም ተኣዘዝዎ፤ ነቲ እግዚኣብሄር ብሙሴ ገይሩ ዝሃቦም ትእዛዛት ከዓ ሓለውዎ።


ንስኻ ቕረብ፤ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ዝብሎ ዅሉ ድማ ስማዕ፤ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ዝነገረካ ዅሉውን ንስኻ ንገረና፤ ንሕና ኸዓ ሰሚዕና ኽንፍፅሞ ኢና” በልኩምኒ።


ነቶም ህዝቢ፥ ንገዛእትን ንሰብ ስልጣንን፥ ክግዝኡን ክእዘዙን፥ ንዅሉ ሰናይ ግብሪ ዝተዳለዉ ክኾኑን፥


ከምቲ ንሙሴ ብዅሉ ዝተኣዘዝናዮ፥ ንኣኻውን ክንእዘዘካ ኢና። እግዚኣብሄር ኣምላኽካ ደኣ ኸምቲ ምስ ሙሴ ዝነበረ፥ ምሳኻውን ይኹን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos