Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




መፅሓፍ ኢያሱ 1:12 - መፅሓፍ ቅዱስ

12 ኢያሱ ድማ ንደቂ ሮቤልን ንደቂ ጋድን ንፍርቂ ነገድ ምናሴን፦

Ver Capítulo Copiar




መፅሓፍ ኢያሱ 1:12
5 Referencias Cruzadas  

ዳዊት ድማ ኻብ ማይ ቤት ይሪያ ኽልተ ሽሕን ሸውዓተ ሚእትን ብርቱዓት ሰብኡት ዋናታት ማይ ቤት ኣቦታት ሓረየ። ንጉስ ዳዊት ኣብ ሰገር ዮርዳኖስ ኣብ ልዕሊ ነገድ ሮቤልን ጋድን ፈረቓ ነገድ ምናሴን፥ ኣብ ኵሉ ናይ እግዚኣብሄር ነገርን ናይ ንጉስ ነገርን ሓላፊነት ሃቦም።


ደቂ ሮቤልን ደቂ ጋድን ፈረቓ ነገድ ምናሴን ጀጋኑ፥ ዋልታን ሰይፍን ዘልዕሉ፥ ቀስቲ ኸዓ ዝግትሩ ንውግእ ዝተዳለዉ፥ ኣርብዓን ኣርባዕተን ሽሕን ሸውዓተ ሚእትን ስሳን ነበሩ።


ሽዑ ኢያሱ ንሮቤላውያንን ንጋዳውያንን ንፍርቂ ነገድ ምናሴን ፀዊዑ፥


“ንስኻትኩም እቲ ባርያ እግዚኣብሄር ሙሴ ዝኣዘዘኩም ኵሉ ሓሊኹም ኢኹም፤ እቲ ኣነ ዝኣዘዝኩኹም እውን ጌርኩም ኢኹም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos