Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ትንቢት ዮናስ 2:5 - መፅሓፍ ቅዱስ

5 ማያት ክሳዕ ነፍሰይ ከበቡኒ፤ መዓሙቝ ኣብ ዙርያይ ነበረ፤ ሳዕሪ ባሕሪ እውን ኣብ ርእሰይ ተጠምጠመ።

Ver Capítulo Copiar




ትንቢት ዮናስ 2:5
5 Referencias Cruzadas  

ካብ ጕድጓድ ጥፍኣት፥ ካብቲ ረግረግ ፀብሪ ድማ ኣውፅአኒ፤ ነእጋረይ ኣብ ኰዅሒ ኣቝሙ ንስጕምተይ ኣፅንዖ።


ኦ ጐይታ፥ ምእንቲ ፀላእተይ ብፅድቅኻ ምርሐኒ፤ መንገደይውን ኣብ ቅድሜኻ ኣቕንዐለይ።


ቆፍ። ማይ ኣብ ልዕሊ ርእሰይ ወሓዘ፤ ኣነውን ጠፋእኹ ኢለ ነይረ።”


“ኢየሩሳሌም ብሰራዊት ተኸቢባ እንተ ርኢኹም፥ ሽዑ ዕንወታ ኸም ዝቐረበ ፍለጡ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos