Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኢዩኤል 3:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 ኣብ ልዕሊ ህዝበይ ዕፃ ኣውደቑ፤ ንኣመንዝራ ሰበይቲ፥ ዋጋኣ ተባዕታይ ቈልዓ ሃቡ፤ ጓል ድማ ንወይኒ ሸጥዋ፤ ሰተዩውን።

Ver Capítulo Copiar




ኢዩኤል 3:3
8 Referencias Cruzadas  

ኣብ ልዕሊ ደኽታም ዕፃ ትዋደቑ፤ ንፈተውትኹምውን ጕድጓድ ትዅዕቱ ኣለኹም።


ያዋንን ቶቤልን ሞሳሕን ነጋዶኺ ነበሩ፤ ናብ ዕዳጋኺ ባሮትን ኣቓሑ ነሃስን ኣምፅኡ።


ኣቱም ሰካራማት፥ ንቕሑን ብኸዩን፤ ኣቱም ሰተይቲ ወይኒ ዅልኻትኩም፥ እቲ ሓድሽ ወይኒ ኻብ ኣፍኩም ተወሲዱ እዩ እሞ፥ ዋይ ዋይ በሉ።


እግዚኣብሄር ከምዙይ ይብል፦ “ነቲ ፃድቕ ስለ ገንዘብ፥ ነቲ ፅጉም ድማ ስለ ሓደ ፅምዲ ሳእኒ ሸይጦምዎ እዮምሞ፥ ስለ ሰለስተ ወይ ስለ ኣርባዕተ ሓጢኣት እስራኤል፥ መቕሰፍተይ ካብ ምግባር ኣይምለስን።


በታ ኣንፃር ኣብ ቅድሚኡ ደው ኢልካ ዝነበርካላ መዓልቲ፥ በታ ጓኖት ንጭፍራ ማሪኾም ዝወሰዱላ መዓልቲ፥ ኣህዛብ ንጭፍራኡ ብዝማረኹላ፥ ኣጋይሽውን ብበሪ ዝኣተውሉ፥ ኣብ ኢየሩሳሌም ዕፃ ብዝተዋደቑሉ መዓልቲ፥ ንስኻውን ካብኣቶም ከም ሓደ ነበርካ።


ግናኸ ንሳ ተማሪኻ ፈለሰት፤ ህፃናታ ድማ ኣብ ኵሉ መንገድታት ተጨፍለቑ። ኣብ ልዕሊ ኽቡራት ሰባታ ዕፃ ኣውደቑሎም፤ ኵሎም ዓበይታውን ብሰንሰለት ተኣሰሩ።


ቃርፋን፥ ቀመምን፥ ዕጣንን፥ ከርበን፥ ፃዕዳ ዕጣንን፥ ዘይትን፥ ሕሩጭን፥ ስርናይን፥ ከፍትን፥ ኣባጊዕን፥ ኣፍራስን፥ ሰረገላታትን፥ ባሮትን፥ ምሩኻት ሰባትን እዮም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos