Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኢዩኤል 1:5 - መፅሓፍ ቅዱስ

5 ኣቱም ሰካራማት፥ ንቕሑን ብኸዩን፤ ኣቱም ሰተይቲ ወይኒ ዅልኻትኩም፥ እቲ ሓድሽ ወይኒ ኻብ ኣፍኩም ተወሲዱ እዩ እሞ፥ ዋይ ዋይ በሉ።

Ver Capítulo Copiar




ኢዩኤል 1:5
13 Referencias Cruzadas  

እምበኣር እቲ ዝነድድ ቍጥዓ እግዚኣብሄር፥ ካባና ኣይተመለሰን እዩ እሞ፥ ከሊ ተኸደኑ፤ ኣልቅሱ፤ ዋይ ዋይ ድማ በሉ።


“ኣታ ወዲ ሰብ፥ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዙይ ይብል ኣሎ ኢልካ ተነበ፤ በልውን፤ መዓልቲ ቐሪባ፥ እወ መዓልቲ እግዚኣብሄር ቀሪባ ኣላ፤ መዓልቲ ደመና ጊዜ ኣህዛብ ክኸውን እዩ እሞ፥ ‘ዋይ በሉ ንመዓልቲ! ዋይ በሉ!’


እቶት ገራሁ ጠፊኡ እዩ እሞ፥ እቶም ሓረስቶት፥ ብምኽንያት ስርናይን ስገምን ሓፈሩ፤ እቶም ሰብ ኣታኽልቲ ወይኒ እውን፥ ዋይ ዋይ በሉ።


መስዋእቲ ብልዕን መስዋእቲ መስተን፥ ካብ ቤት ኣምላኽኩም ተሪፉ እዩ እሞ፥ ኣቱም ካህናት፥ ወጮ ተዓጢቕኩም ብኸዩ፤ ኣቱም ኣገልገልቲ መሰውኢውን፥ ዋይ ዋይ በሉ፤ ኣቱም ኣገልገልቲ ኣምላኸይ፥ ንዑ፤ ምሉእ ለይቲ ኣብ ልዕሊ ወጮ ደቅሱ።


ኣብ ልዕሊ ህዝበይ ዕፃ ኣውደቑ፤ ንኣመንዝራ ሰበይቲ፥ ዋጋኣ ተባዕታይ ቈልዓ ሃቡ፤ ጓል ድማ ንወይኒ ሸጥዋ፤ ሰተዩውን።


ቀይሕ ክዳንን ፃዕዳ ሃርን ዝኽደን፥ ኵሉ መዓልቲ እውን እናጋየፀ ዝሕጐስ ሃብታም ሰብኣይ ነበረ።


ሕዚ ኸዓ፥ ኣቱም ሃብታማት ንዑ ስምዑ፤ በቲ ዝመፀኩም ዘሎ መከራ ዋይ! ዋይ! እናበልኩም ብኸዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos