Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኢዩኤል 1:3 - መፅሓፍ ቅዱስ

3 እዙይ ንደቅኹም ንገሩ፤ ደቅኹም ከዓ ንደቆም፥ ደቆምውን ነቲ ዳሕረዋይ ትውልዲ ይንገሩ።

Ver Capítulo Copiar




ኢዩኤል 1:3
10 Referencias Cruzadas  

ውሉድ ወለዶ ንግብርታትካ ኽንእዱ እዮም፤ ሓይልኻውን ከውርዩ እዮም።


ኦ ጐይታ፥ በእዛንና ሰማዕና፤ ኣቦታትናውን፥ እቲ ብዘመኖም፥ ብቐደም ዘመን ዝሰራሕኻዮ ስራሕ ነገሩና።


ነቲ ዝመፅእ ትውልዲ፥ ቅልፅምካን ሓይልኻን ፅድቅኻን፥ ክሳዕ ዝነግር፥ ክሳዕ ዝኣርግን ዝሽምግልን፥ ኦ ጐይታ ኣይትሕደገኒ።


“ብዝመፅእ ዘመን ደቅኻ ‘እዙይ እንታይ እዩ’ ኢሎም እንተ ጠየቑኻ፥ ‘እግዚኣብሄር ካብ ግብፂ፥ ካብ ምድሪ ባርነት ብሓያል ቅልፅሙ ኣውፅአና።


ከምቲ ኣነ ሎሚ ዝገብሮ ዘለኹ፥ እቶም ህያዋን ንሳቶም የመስግኑኻ፤ ንስኻ እሙን ከም ዝኾንካ፥ ወለዲ ንደቆም የፍልጥዎም።


ንደቅኻ ንገሮም፤ ኣብ ገዛኻ ኮፍ እንትትብል፥ ኣብ መንገዲ እንትትከይድ እንትትድቅስ እንትትትስእ ዅልሻዕ ዘክሮ፤ ኣስተንትኖውን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos