Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ዮሃንስ 1:2 - መፅሓፍ ቅዱስ

2 ንሱ ብመጀመርታ ኣብ እግዚኣብሄር ነበረ።

Ver Capítulo Copiar




ዮሃንስ 1:2
5 Referencias Cruzadas  

እግዚኣብሄር ብመጀመርታ ሰማይን ምድርን ፈጠረ።


ሽዑ ኽኢላ ኾይነ ምስኡ ነበርኩ፤ በብመዓልቱ ብኣይ ይሕጐስ፤ ኵልሻዕ ኸዓ ኣብ ቅድሚኡ እሕጐስ ነበርኩ።


“ደጊም ስም እግዚኣብሄር ኣየልዕልን፤ ብስሙውን ኣይናገርን፥” እንተ በልኩ እኳ፥ ቃሉ ኣብ ልበይ ከም ሓዊ፥ ኣብ ውሽጢ ኣዕፅምተይውን ከም ረመፅ ኮነኒ፤ ክፅመም ተቓለስኩ ግና ኣይኮነለይን።


ብመጀመርታ ቓል ነበረ፤ እቲ ቓል ድማ ኣብ እግዚኣብሄር ነበረ፤ እቲ ቓልውን እግዚኣብሄር ነበረ።


ኵሉ ብእኡ ኾነ፤ ካብቲ ዅሉ ዝኾነ ድማ፥ ብዘይ ብእኡ ሓደኳ ዝኾነ የለን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos