5 እታ ኸተማ ኽሳዕ መበል ዓሰርተ ሓደ ዓመት መንግስቲ ሴደቅያስ ተኸቢባ ነበረት።
እታ ኸተማ ድማ ንሴዴቅያስ ክሳዕ መበል ዓሰርተ ሓደ ዓመቱ ተኸቢባ ነበረት።
ኣብ መበል ዓሰርተ ሓደ ዓመት፥ ኣብታ ሳልሰይቲ ወርሒ፥ ካብታ ወርሒውን ኣብታ ቐዳመይቲ መዓልቲ፥ ከምዙይ ዝብል ቃል እግዚኣብሄር ናባይ መፀ፦