Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 51:52 - መፅሓፍ ቅዱስ

52 ስለዙይ እንሆ፥ ኣነ ነቲ ቕሩፅ ጣዖታት ባቢሎን ዝቐፅዐለን መዓልቲታት ክመፃ እየን፤ እቶም ኣብ ምድሪ ዝተወግኡ ዅሎም ክገዓሩ እዮም።

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 51:52
6 Referencias Cruzadas  

ንሳ ናይ ዝተቐረፁ ምስልታት ምድሪ እያ፤ ንሳቶም ብጣዖታት ስለ ዝምክሑ፥ ኣብ ልዕሊ ማያታ ድርቂ ክኸውን እዩ፤ ንሳቶምውን ክደርቁ እዮም።


ስለዙይ፥ እንሆ፥ ነቲ ቕሩፅ ጣዖታት ባቢሎን ዝቐፅዐላ መዓልቲ ኽትመፅእ እያ፤ ኵላ እታ ምድሪ ኸዓ ኽትሓፍር እያ፤ ኵሎም እቶም ዝተሓርዱ ኣብ ማእኸላ ኽወድቁ እዮም።


ፌራን ደምን ኣብ ኣደባባያ ኽሰደላ እየ፤ በቲ ኣብ ከባቢኣ ዘሎ ሰይፊ ኸዓ እቶም ውጉኣት ኣብ ማእኸላ ፃሕ ክብሉ እዮም እሞ፥ ኣነ እግዚኣብሄር ምዃነይ ክፈልጡ እዮም።


ንቐላፅም ንጉስ ባቢሎን ከበርትዐን ሰይፈይ ድማ፥ ኣብ ኢዱ ኸትሕዞ እየ፤ ንቐላፅም ፈርዖን ግና ኽሰብረን እየ፤ ንሱ ድማ ኸምቲ ንሞት እተወግአ ሰብኣይ ዝቕንዞ፥ ኣብ ቅድሚኡ ኽቕንዞ እዩ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos