Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 51:23 - መፅሓፍ ቅዱስ

23 ብኣኺ ጓሳን መጓሰኡን ክሰባብር እየ፤ ብኣኺ ሓረስታይን ኣብዑሩን ኽሰባብር እየ፤ ብኣኺ ገይረ ኣሕሉቕን፥ መኳንንትን ክሰባብር እየ።”

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 51:23
3 Referencias Cruzadas  

ብኣኺ ሰብኣይን ሰበይትን ክሰባብር እየ፤ ኣረጊትን ቈልዓን ድማ ኽሰባብር እየ፤ ብኣኺ ጐበዝን ጐርዞን ክሰባብር እየ፤


እግዚኣብሄር ከምዙይ ይብል ኣሎ፦ “ኣብ ፅዮን ኣብ ቅድሚ ዓይንኹም ብዝፈፀምዎ ኽፍኣት፥ ኣነ ንባቢሎንን ኣብኣ ንዝነብሩ ከለዳውያንን ክፈድዮም እየ።


ኣነ ንመሳፍንታን ንጠቢባናን፥ ንኣሕሉቓን ንመኳንንታን ንጀጋኑኣን፥ ከስክሮም እየ፤ ንዘለኣለምውን ደቂሶም ከም ዘይነቕሑ፥ ክገብር እየ፤ ይብል እቲ ስሙ ጐይታ ሰራዊት እግዚኣብሄር ዝተብሃለ ንጉስ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos