Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 50:25 - መፅሓፍ ቅዱስ

25 ጐይታ ሰራዊት እግዚኣብሄር፥ ኣብ ሃገር ባቢሎን ዝገብሮ ኣለዎ እሞ፥ እግዚኣብሄር ነቲ ኣፅዋሩ ዘቕምጠሉ ቤት ከፈቶ፤ ንኣፅዋር ቍጥዓኡውን ኣውፅኦ።

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 50:25
17 Referencias Cruzadas  

ኣታ ሓያል ብክብርኻን ብግርማኻን፥ ሰይፍኻ ኣብ ሕቘኻ ዕጠቕ።


ኣታ ሓያል፥ ፍላፃታትካ ዝተስሓላ እየን፤ ንሳተን ኣብ ልቢ ፀላእቲ ንጉስ ይኣትዋ፤ ኣህዛብውን ኣብ ትሕቴኻ ይወድቁ።


ኵሉ ዝተረኽበ ኽውጋእ እዩ፤ ዝተትሓዘ ኸዓ ብሰይፊ ኽወድቕ እዩ።


ኣብ ዙርያኣ ዄንኩም ‘ኢዳ ሃበት፤ ዕርዳ ወደቐ፤ ቅፅራ ፈረሰ፤ እዙይ ሕነ እግዚኣብሄር እዩ እሞ፥ ሕነኣ ፍደይዋ፥ ኢዳ ሂባ፥ ግምብታት ወዲቖም፥ ቅፅርታት ፈሪሶም’ ኢልኩም ድምፂ ኣስምዑ።


እግዚኣብሄር ከምዙይ ይብል ኣሎ፦ “ንስኺ መዶሻይን ኣፅዋር ውግአይን ኢኺ፤ ብኣኺ ገይረ ህዝብታት ክሰባብር እየ፤ ብኣኺውን መንግስታት ከጥፍእ እየ።


ኣታ ንዅላ ምድሪ እተጥፍእ መጥፍኢ እምባ ናባኻ እየ፤ ኢደይ ዘርጊሐ ኻብቲ ኣኻውሕ ከንከራርወካ፥ ዝተቓፀለ እምባውን ክገብረካ እየ።


እግዚኣብሄር ንባቢሎን፥ ኣጥፊእዋ እዩሞ፤ ነቲ ዓብዪ ድምፃውን ስቕ ኣቢልዎ እዩሞ። ማዕበሎም ከም ብዙሕ ማያት ይሃምም፤ ድምፂ ዓው ዓውታኦም ድማ ይስማዕ ኣሎ።


መለኸት ኣብ ከተማ እንትንፋሕኸ፥ ህዝብዶ ኣይድንግፅን እዩ? እግዚኣብሄር እንተይኣዘዘኸ፥ ንኸተማዶ ኽፉእ ይወርዳ እዩ?


ስለዙይ እቲ ዝፈርዳ ዘሎ እግዚኣብሄር ኣምላኽ፥ ሓያል እዩ እሞ፥ እቲ መዓታ፥ ብሓንቲ መዓልቲ ኽወርዳ እዩ፤ ሞትን ሓዘንን ጥሜትን ክመፃ እዩ፤ ብሓንቲ መዓልቲ ኽመፃ እዩ፤ ብሓዊውን ክትቃፀል እያ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos