Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 49:35 - መፅሓፍ ቅዱስ

35 “እንሆ ናይ ሓይሎም መሰረት ንዝኾነ ቐስቲ ዔላም ክሰብር እየ።

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 49:35
8 Referencias Cruzadas  

“ዕረፉ፤ ኣነውን ኣምላኽ ከም ዝኾንኩ ፍለጡ፤ ብኣህዛብ ልዕል ልዕል ክብል እየ፤ ኣብ ምድሪ እውን ልዕል ልዕል ክብል እየ።”


ክሳዕ ወሰን ምድሪ ንውግእ ኸወግድ እዩ፤ ንቐስቲ ኽሰባብሮ፤ ንዅናት ክቐራስሞ፤ ንዋልታ ኸዓ ብሓዊ ኸቃፅሎ እዩ።


ዘጨንቕ ራእይ ተነገረኒ፤ ዓማፃይ ይዕምፅ፤ መጥፍኢ የጥፍእ። ኤላም ደዪቢ፤ ሜዶንውን ክበቢ፤ ንምስቍርቋር መወዳእታ ኽገብረሉ እየ።


ኤላም ምስ ሰብ ሰረገላታትን ምስ ፈረሰኛታትን ኮይኑ ሰገባኡ ፆረ፤ ቂርውን ዋልታኡ ቐልዐ።


“ኣቱም ቀስቲ እትግትሩ ዅልኻትኩም፥ ንባቢሎን ክትወግእዋስ ኣብ ዙርያኣ ተሰለፉ። ኣብ ልዕሊ እግዚኣብሄር ሓጢኣት ገይራ እያ እሞ፥ ሓደ እንተየትረፍኩም ፍላፃታት ወርውሩላ።


“ንወርወርቲ ቐስቲ፥ ንዅላቶም ቀስቲ ዝግትሩ፥ ንባቢሎን ክወግእዋ ኣኽትትዎም። ሓደ እኳ ኸየምልጥ ኣብ ከባቢኣ ስፈሩ፤ ከም ግብራውን ፍደይዋ። ንእግዚኣብሄር፥ ናይ እስራኤል ቅዱስ፥ ተዓብያ እያ እሞ፥ ከምቲ ዅሉ ዝገበረቶ ፍደይዋ። ከምቲ ኣብ ልዕሊ ኻልኦት ዝገበረቶውን ፍደይዋ።


ኣብ ልዕሊ ባቢሎን መጥፍኢ ኽመፅእ እዩ፤ ጀጋኑኣ ኽማረኹ እዮም፤ ቀስትታቶም ክሰባበር እዩ፤ እግዚኣብሄር ንግፍዐኛ ዝብቀል፥ ንዅሉ ኸከም ግብሩ ዝፈዲ ኣምላኽ እዩ።


በታ መዓልቲ እቲኣ፥ ንቐስቲ እስራኤል ኣብ ለሰ ኢይዝራኤል ክሰባብሮ እየ” በሎ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos