Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 49:14 - መፅሓፍ ቅዱስ

14 “ካብ እግዚኣብሄር መልእኽቲ ሰሚዐ ኣለኹ። ‘ኣብ ማእኸል ኣህዛብ፥ ተኣከቡ፤ ኣብ ልዕሊኣውን ንዑ ንውግእ ድማ ተልዓሉ!’ ዝብል ልኡኽ ተልኢኹ እዩ።

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 49:14
12 Referencias Cruzadas  

እቶም ኣሕሉቖም ኣብ ጣኔዎስ፥ ልኡኻቶምውን ኣብ ሓኔስ እንተ በፅሑ፥


እንሆ፥ ወረ ሰሚዑ ናብ ሃገሩ ምእንቲ ኽምለስ፥ መንፈስ ክሰደሉ እየ፤ ኣብኡ ኸዓ ብሰይፊ ኸም ዝመውት ክገብሮ እየ’ በልዎ” በሎም።


እንሆ ኣብ ማእኸል ህዝብታት ዝተሓትካ፥ ብሰባትውን ዝተንዓቕካ ገይረካ ኣለኹ።


ፍላፃታት ሰሓሉ፤ ዋላቱውን ኣዳልዉ፤ እግዚኣብሄር ንባቢሎን ከጥፍኣ ስለ ዝሓሰበ፥ ንነገስታት ሜዶን ኣለዓዓሎም፤ እዙይ ናይ እግዚኣብሄር በቀል እዩ፤ ስለ ቤተ መቕደሱውን ክብቀል እዩ።


በዝ ዓመት እዙይ ሓደ ወረ ኽውረ፤ በቲ ዳሕረዋይ ዓመት ድማ ኻልእ ወረ ኽውረ፥ ኣብ ሃገር ከዓ ዓመፅ ኽስልጥን፥ ገዛኢውን ኣብ ልዕሊ ገዛኢ ኽለዓል እዩ እሞ፥ ልብኹም ኣይሸበር፤ በቲ ኣብታ ሃገር ዝስማዕ ወረ ኸዓ ኣይትፍርሑ።


ውግእን ወረ ውግእን ክትሰምዑ ኢኹም፤ ኣስተውዕሉ፤ ኣይትደንግፁ፤ እዝ ዅሉ ብርግፅ ክኸውን እዩ፤ እንተ ኾነ መወዳእታኡ ሽዑ ኣይኮነን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos