Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 48:5 - መፅሓፍ ቅዱስ

5 ብዓቐበት ሉሂት ብርቱዕ ብኽያት እናበኸዩ ይድይቡ፤ ኣብ ቍልቍለት ሖሮናይም፥ ድምፂ ጥፍኣትን መሪር ኣውያትን ሰምዑ።

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 48:5
3 Referencias Cruzadas  

ልበይ ንሞኣብ ይበኽየላ ኣሎ፥ እቶም ካብኣ ዝሃደሙ ናብ ዞኣር፥ ናብ ኤግላት ሸሊሽያ ዀብለሉ፤ ንዓቐበት ሉሂት እናበኸዩ ይድይብዎ ኣለዉ፤ ኣብቲ ናብ ሖሮናይም ዝወስድ መንገዲውን፥ ጠፋእና እናበሉ ኣውያት የስምዑ ኣለዉ።


ካብ ሖሮናይም፥ ናይ ምድምሳስን፥ ድምፂ ዓብዪ ጥፍኣትን፥ ዝብል ኣውያት ይስማዕ ኣሎ!


ሞኣብ ጠፊኣ እያ። ደቃውን ኣውያት የስምዑ ኣለዉ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos