Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 48:34 - መፅሓፍ ቅዱስ

34 ማይ ኔሞሬም ከዓ ምድሪ ኣፃምእ ክኸውን እዩ እሞ፥ ኣውያት ህዝቢ ሓሴቦንን ኤልያሊና ኽሳዕ ያሃፅ፥ ካብ ዞኣር ክሳዕ ሖሮናይም፥ ክሳዕ ዔግላት ሺልሺያ ኽስማዕ እዩ።

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 48:34
10 Referencias Cruzadas  

ሎጥ ከዓ ናብ ዙርያኡ ቘላሕ እንተበለ፥ ኵሉ እቲ ናብ ዞዓር ዝወስድ ጐልጐል ዮርዳኖስ ከም ገነት እግዚኣብሄርን፥ ከም ምድሪ ግብፅን፥ ማይ መሊእዎ ኸም ዘሎ ረአየ። (እዙይ እግዚኣብሄር ንሰዶምን ገሞራን ከየጥፍአን እንተሎ እዩ።)


ምስ ባላ ንጉስ ሰዶም፥ ምስ ብርሳ ንጉስ ገሞራ፥ ምስ ሰነዓር ንጉስ ኣዳማ፥ ምስ ሰሜበር ንጉስ ሰቦይም፥ ምስ ንጉስ ቤላ (ንሳ ኸዓ ዞዓር) ውግእ ገጠሙ።


“እተን ኣብ ደጕዓ ዘለዋ ኸተማታት፥ ኣብ ልዕሊ ሆሎን፥ ኣብ በያሳ፥ ኣብ ሜፍዓት፥


ብዓቐበት ሉሂት ብርቱዕ ብኽያት እናበኸዩ ይድይቡ፤ ኣብ ቍልቍለት ሖሮናይም፥ ድምፂ ጥፍኣትን መሪር ኣውያትን ሰምዑ።


“እዘን ንሕና ደቂ እስራኤል ክንሕዘን እግዚኣብሄር ዝወቕዐን ዓዲታት፦ ዓጣሮት፥ ዲቦን፥ ኢያዜር፥ ኒምራህ፥ ሓሴቦን፥ ኤልያሊ፥ ሴባም፥ ናባ፥ ቤዖን፥ ንእንስሳ ዝተመቸዋ ዓዲታት እየን፤ ንሕና ሓሻኽርካ ድማ እንስሳ ኣለዋና።


ደቡብ ይሁዳን ጐልጐል ለሰ ኢያሪኮን፥ ከተማ ተምርን ክሳዕ ፆኣር ኣርኣዮ።


ያሕፃን ቄዴሞትን ሜፋዓትን፥


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos