Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 48:30 - መፅሓፍ ቅዱስ

30 ቍጥዓኡ እንታይ ከም ዝኾነ ኣነ ፈሊጠዮ ኣለኹ፤ ዛህራኡውን ከንቱ እዩ፤ ይብል እግዚኣብሄር፤ ፈኸራኡ ኸንቱ እዩ።

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 48:30
7 Referencias Cruzadas  

እግዚኣብሄር ንምኽሪ ኣህዛብ ከንቱ ይገብሮ፤ ንሓሳባት ኣህዛብውን የፍርሶ።


ክብሪ ኻብ ምብራቕ ወይ ካብ ምዕራብ፥ ወይ ካብ ምድረ በዳ ኣይመፅእንሞ።


ንእግዚኣብሄር ምቅዋም ዝኽእል፥ ጥበብ፥ ምስትውዓል ወይ ምኽሪ የለን።


ብዛዕባ ትዕቢት ሞኣብ የመና ስለ ምዕባዩን ስለ ኵርዓቱን ስለ ትዕቢቱን ስለ ቝጥዓኡውን ሰሚዕና ኢና፤ ትምክሕቱ ኸንቱ እዩ። ይሁዳ “ህዝቢ ሞኣብ ዕቡያት ምዃኖም ሰሚዕና ኣለና። ብርጡጣትን ኵሩዓትን ምዃኖም ከዓ ንፈልጥ ኢና፤ ትምክሕቶም ግና ኸንቱ እዩ” ይብሉ ኣለዉ።


ሰይፊ ኣብ ልዕሊ እቶም ዓያሹ ዝኾኑ ሓሰውቲ ነቢያታ ኣሎ፤ ንሳቶምውን ክዕሸዉ እዮም፤ ሰይፊ ኣብ ልዕሊ እቶም ጀጋኑኣ ኣሎ፤ ንሳቶም ከዓ ኽድንግፁ እዮም።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos