Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 48:20 - መፅሓፍ ቅዱስ

20 ‘ሞኣብ ፈሪሳ እያሞ፥ ሓፈረት፤ ዋይ በሉ፤ ኣእውዩ፤ ሞኣብ ኣብ ሩባ ኣርኖን፥ ተስዒራ እያሞ ነወረት’ ኢልኩም ንገሩ፤ ሞኣብ ከም ዝፈረሰት ኣብ ኣርኖን ኣውርዩ።”

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 48:20
10 Referencias Cruzadas  

ንወሰናት ሞኣብ ኣውያት ከበቦ፤ ብኽያታ ኸዓ ኽሳዕ ኤግላይም፥ ክሳዕ ብኤር ኢሊም በፅሐ።


ከም ዝነፍር ዒፍ ከም ዝተበተኑ ጫቚታት፥ ከምኡ ኣጓላት ደቂ ሞኣብ ኣብ መሳገሪታት ኣርኖን ክኾና እየን።


ካብታ ኣብ ገምገም ፈለግ ኣርኖን ዘላ ኸተማ ዓሮዔር፥ በታ ኣብ ፈለግ ዘላ ኸተማ ኽሳዕ ገለዓድ ዘለዋ ኸተማታት ሓንቲ እኳ ብምንዋሕ ዕርዳ ዝበርትዐትና ኣይነበረትን፤ እግዚኣብሄር ኣምላኽና ንዅለን ኣብ ቅድሜና ኣሕሊፉ ሃበና።


እታ ምድሪ ኻብታ ኣብ ገምገም ሩባ ኣርኖን ዘላ ዓሮዔር፥ ካብታ ኣብ ማእኸል ሩባ ዘላ ኸተማ ኸዓ ዅሉ ጐልጐል ሜድባ ኽሳዕ ዲቦን ትበፅሕ ነበረት።


“ሽዑ ብምድረ በዳ ኸይዶም፥ ንምድሪ ኤዶምያስን ንምድሪ ሞኣብን ዞርወን፥ ናብ ምብራቕ ምድሪ ሞኣብ መፂኦም ከዓ፥ ኣብ ማዕዶ ኣርኖን ሰፈሩ። ኣርኖን ወሰን ሞኣብ ስለ ዝነበረ፥ ናብ ማዕዶ ወሰን ሞኣብ ኣይሓለፉን።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos