Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 47:1 - መፅሓፍ ቅዱስ

1 ፈርዖን ንጋዛ እንተይወግኣ እንተሎ፥ ብዛዕባ ፍልስጥኤማውያን፥ ናብ ነቢይ ኤርሚያስ ዝመፀ፥ ቃል እግዚኣብሄር እዙይ እዩ፦

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 47:1
11 Referencias Cruzadas  

ወሰን ከነዓናውያን ድማ ኻብ ሲዶን በታ ንጌራራ እትወስድ ኣቢልካ ኽሳዕ ጋዛ፥ በታ ንሰዶምን ንገሞራን ንኣዳማን ንሰቦይን እትወስድ ኣቢልካ ኽሳዕ ላሳ ነበረ።


ንሱ ድማ ነታ ኽነዘው ሩባ ኤፍራጥስ ዘላ ዅላ ሃገር፥ ካብ ቲፍሳ ክሳዕ ጋዛ ነቶም ክነዘው ሩባ ኤፍራጥስ ዝነበሩ ዅሎም ነገስታት ይገዝእ ነበረ። ኣብ ዙርያኡ ኸዓ ብዅሉ ወገን ሰላም ኮይኑሉ ነበረ።


ኦ ፍልስጥኤም! እቲ ዝወቕዐኪ ዝነበረ በትሪ ስለ ዝተሰብረ ዅልኻትኩም ኣይትተሓጐሱ። ካብ ሱር ተመን ኣፍዑት ይወፅእ እዩሞ። ፍረኡውን ዝነፍርን ሓዊ ዝመስልን ገበል ይኸውን።


ንዅሎም ሕውስዋስ ህዝብን፥ ንዅሎም ነገስታት ሃገር ዖፅን፥ ንዅሎም ነገስታት ሃገር ፍልስጥኤምን ኣስቀሎናን ጋዛን ኣቃሮንን፥ ነቶም ኣብ ኣዛጦን ዝተረፉ ህዝብን፥


እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዙይ ይብል ኣሎ፦ “እቶም ፍልስጥኤማውያን ጨኪኖም ሕነ ስለ ዝፈደዩ በቲ ናይ ጥንቲ ፅልኦም ከጥፍኡ ኢሎምስ፥ ብነፍሶም ንዒቖም ሕነ ስለ ዝፈደዩ፥


ስለዙይ ከዓ እግዚኣብሄር ኣምላኽ ከምዙይ ይብል ኣሎ፦ እንሆ ኢደይ ናብ ፍልስጥኤማውያን ክዝርግሕ፥ ንከሊታውያን ከዓ ኸጥፍኦም፥ ነቲ ኣብ ገምገም ባሕሪ ተረፉ ዘሎውን ከጥፍኦ እየ።


ኣቱም ጢሮስን ሲዶናን ኵልኻትኩም ግዝኣት ፍልስጥኤምን፥ ኣነ ምሳኻትኩም እንታይ ኣለኒ? ኽትፈድዩኒ ዲኹም? እንተ እትፈድዩኒ እኳ፥ ቀልጢፈ ብድንገት ፍዳኹም ናብ ርእስኹም ክመልሰልኩም እየ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos