Biblia Todo Logo
La Biblia Online

- Anuncios -




ኤርሚያስ 46:23 - መፅሓፍ ቅዱስ

23 ነቲ ዘይሕለፍ ዱራውን ይቘርፅዎ፤ ይብል እግዚኣብሄር፤ ንሳቶም ክቝፀሩ ዘይከኣሉ፥ ካብ ኣንበጣ ዝበዝሑ እዮም።

Ver Capítulo Copiar




ኤርሚያስ 46:23
8 Referencias Cruzadas  

ከምቲ ሕማም ንሰብ እናመንመነ ዝቐትሎ፥ ከምኡ ድማ ንኽብሪ እቲ ዱርን ንፈራዪ ገራሁን ካብ ነፍሲ ኽሳዕ ስጋ ፈፂሙ ኸጥፍኦ እዩ።


ኣነ ኸምቲ ፍረ ግብርኹም ክቐፅዐኩም እየ፤ ኣብቲ ዱር ሓዊ ኽእጕደሉ እየ እሞ፥ ንዅሉ ኸባቢኣ ሓዊ ኽበልዖ እዩ፤ ይብል እግዚኣብሄር።”


ሓይሊ ፀላኢ ደፊኡ ምስ መፀ፥ ግብፂ ኸም ተመን እናፋፀየት ትሃድም፤ እቶም ፀላእታ ኸዓ ኦም ከም ዝቘርፁ ሰባት፥ ምሳር ሒዞም ክመፅዋ እዮም፤


“ኣታ ወዲ ሰብ፥ ገፅካ ናብ ደቡብ ኣቢልካ ምለስ፥ ናብ ደቡብ ከዓ ቓልካ ኣንጠብጥብ፤ ነቲ ኣብ ደቡብ ዘሎ ዱር በረኻ ድማ ተነበየሉ።


ኣነ ኸዓ እቶም ኣንበጣን ኵብኵብታን ሓሰኻን፥ ናባኻትኩም ዝሰደድክዎ ዓብዪ ሰራዊተይ ዝበልዐን ዓመታት ክምልሰልኩም እየ።


ንሳቶም ምስ ከፍቶምን ድንኳናቶምን ይድይቡ ነበሩ፤ ምብዛሖምውን ከም ኣንበጣ ነበረ። ንሳቶምን ኣግማሎምን ቍፅሪ ዘይብሎም ነበሩ እሞ፥ ነታ ሃገር ከጥፍእዋ ይኣትዉ ነበሩ።


ምድያማውያንን ኣማሌቃውያንን ኵሎም ደቂ ምብራቕን ብዝሖም ከም ኣንበጣ ዝኾኑ ኣብቲ ለሰ ሰፊሮም ነበሩ። ኣግማሎም ከዓ ኽቝፀራ ዘይኽእላ፥ ኣብ ወሰን ባሕሪ ኸም ዘሎ ሑፃ ብዙሓት ነበራ።


Síguenos en:

Anuncios


Anuncios


¡Síguenos en WhatsApp! Síguenos